ሓድሽ ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ምኽርታት APK
Informations
Version 3.5 (#7)
Mise à jour 26 October 2018
Taille APK 5.7 MB
Nécessite Android Android 4.1+ (Jelly Bean)
Proposée par Afromium Digital Solutions
Catégorie App de Enseignement Gratuits
App id com.afromium.learn.tigrigna.tips
Notes d'auteur Tigrinya - Techniques d'apprentissage Langue ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ኣገደስቲ ምኽርታት Tigrigna
Captures d'écran
Cliquez sur l'image pour la voir en taille réelle
Tableau des matières
Dernières mises à jour
Nouveautés sur ሓድሽ ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ምኽርታት 3.5
-We have added Practical Tips and Advices for immigrants.
- User experience enhancements
- Minor bug fixes and performance enhancements.
Description
መብዛሕቲኦም ሰባት ሓድሽ ቋንቋ ብዓወት ናይ ምምሃር ዓቕሚ ኣሎዎም. ዝበዝሑ ነዚ መስርሕ ኣብ ጭቡጥ ግዜ ኢዮም ዘሰላስልዎ, ብፍላይ ድማ እቶም ብኣድማዒ ኣገባብ ዝተማህሩ. ወላ ውን ገለ ውሱናት ሰባት ሓዲሽ ላህጃ ኣብ ምምሃር ዘድልዮም ብቕዓት ከም ድላዮም እንተዘይብሎም, ጽቡቅ ኣገባብን ሓያል ተወፋይነትን ግን ብሓፈሻ ዕዉት ዝኾነ ምልከት ናይ ሓደ ሓድሽ ቋንቋ ከምጽእ ይኽእል.
እቲ ዕዉት ዝበሃል ኣገባብ ካብ ሰብ ናብ ሰብ ዝፈላለ ከምዝኾነ ከይተጠቅሰ ክሕለፍ ዘይብሉ ኣገዳሲ ነጥቢ እዩ. ንሓደ ሰብ ጽቡቅ ዝሰርሓሉ ንኻልእ ሰብ ጽቡቕ ዘይክሰርሓሉ ይኽእል ኢዩ. ሓደ ቋንቋ ዝመሃር ዘሎ ሰብ ነቲ ንዕኡ ዝሰማዖን ዝሰርሓሉን ኣገባብ ክሳብ ዝረክብ ብዝተፈላለዩ ዓይነት መገድታት ክመራመር ኣሎዎ.
ናይዚ ጽሑፍ ዕላማ ንሓደ ሓድሽ ቋንቋ ዝመሃር ሰብ ናብ ዓወት ዘብጽሑ ሓሳባትን ኣገባባትን ምትንባህ ኢዩ.
ጽቡቕ ዕድል!
Notes et avis
Note: 4.4 sur 5 · Less than 100 votes
(*) est nécessaire
Versions précédentes
ሓድሽ ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ምኽርታት 3.5 APK pour Windows (#7, 5.7 MB)
Vous aimerez peut-être aussi
National Airspace Sys. Stat LT APK
Tigrinya English Learning app APK
ሓድሽ ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ምኽርታት APK
English - Tigrinya Teach yourself APK
ጥቕስታት ትግርኛ Tigrinya Quotes APK
Du même développeur
Application de traduction gratuite en français APK
English Amharic Translator APK
Tigrinya English Learning app APK
Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ APK
Applications les plus téléchargées
فیلتر شکن جدید و قوی،فیلتر شکن قوی و پرسرعت رایگان APK