ApkDownload

ሓድሽ ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ምኽርታት APK

Neueste Version 3.5 für Windows
Aktualisiert 26. October 2018

Information

Version 3.5 (#7)

Aktualisiert 26. October 2018

APK-Dateigröße 5.7 MB

Erforderliche Android-Version Android 4.1+ (Jelly Bean)

Angeboten von Afromium Digital Solutions

Kategorie Kostenlose Lernen

Anwendung id com.afromium.learn.tigrigna.tips

Hinweise des Entwicklers Tigrinya - Sprachlerntechniken ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ኣገደስቲ ምኽርታት Tigrigna

Screenshot

Klicken Sie auf das Bild, um es in voller Größe anzuzeigen

Neue Funktionen

Was ist neu in ሓድሽ ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ምኽርታት 3.5

In this update
-We have added Practical Tips and Advices for immigrants.
- User experience enhancements
- Minor bug fixes and performance enhancements.

Beschreibung

ሓድሽ ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ኣገደስቲ ምኽርታት

መብዛሕቲኦም ሰባት ሓድሽ ቋንቋ ብዓወት ናይ ምምሃር ዓቕሚ ኣሎዎም. ዝበዝሑ ነዚ መስርሕ ኣብ ጭቡጥ ግዜ ኢዮም ዘሰላስልዎ, ብፍላይ ድማ እቶም ብኣድማዒ ኣገባብ ዝተማህሩ. ወላ ውን ገለ ውሱናት ሰባት ሓዲሽ ላህጃ ኣብ ምምሃር ዘድልዮም ብቕዓት ከም ድላዮም እንተዘይብሎም, ጽቡቅ ኣገባብን ሓያል ተወፋይነትን ግን ብሓፈሻ ዕዉት ዝኾነ ምልከት ናይ ሓደ ሓድሽ ቋንቋ ከምጽእ ይኽእል.
እቲ ዕዉት ዝበሃል ኣገባብ ካብ ሰብ ናብ ሰብ ዝፈላለ ከምዝኾነ ከይተጠቅሰ ክሕለፍ ዘይብሉ ኣገዳሲ ነጥቢ እዩ. ንሓደ ሰብ ጽቡቅ ዝሰርሓሉ ንኻልእ ሰብ ጽቡቕ ዘይክሰርሓሉ ይኽእል ኢዩ. ሓደ ቋንቋ ዝመሃር ዘሎ ሰብ ነቲ ንዕኡ ዝሰማዖን ዝሰርሓሉን ኣገባብ ክሳብ ዝረክብ ብዝተፈላለዩ ዓይነት መገድታት ክመራመር ኣሎዎ.

ናይዚ ጽሑፍ ዕላማ ንሓደ ሓድሽ ቋንቋ ዝመሃር ሰብ ናብ ዓወት ዘብጽሑ ሓሳባትን ኣገባባትን ምትንባህ ኢዩ.

ጽቡቕ ዕድል!

Bewertungen und Rezensionen

Bewertung: 4.4 / 5 · Less than 100 Ergebnisse

(*) ist erforderlich

Frühere Versionen

ሓድሽ ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ምኽርታት 3.5 APK für Windows (#7, 5.7 MB)