ApkDownload

ሓድሽ ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ምኽርታት APK

Última versão 3.5 para Windows
Atualizada 26 de October de 2018

Informações do Aplicativo

Versão 3.5 (#7)

Atualizada 26 de October de 2018

Tamanho APK 5.7 MB

Requer Android Android 4.1+ (Jelly Bean)

Oferecido por Afromium Digital Solutions

Categoria Aplicativo de Educação gratuito

Aplicativo id com.afromium.learn.tigrigna.tips

Developer's notes Tigrinya - Técnicas Language Learning ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ኣገደስቲ ምኽርታት Tigrigna

Capturas de tela

Clique na imagem para ver em tamanho grande

O que há de novo

O que há de novo no ሓድሽ ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ምኽርታት 3.5

In this update
-We have added Practical Tips and Advices for immigrants.
- User experience enhancements
- Minor bug fixes and performance enhancements.

Descrição

ሓድሽ ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ኣገደስቲ ምኽርታት

መብዛሕቲኦም ሰባት ሓድሽ ቋንቋ ብዓወት ናይ ምምሃር ዓቕሚ ኣሎዎም. ዝበዝሑ ነዚ መስርሕ ኣብ ጭቡጥ ግዜ ኢዮም ዘሰላስልዎ, ብፍላይ ድማ እቶም ብኣድማዒ ኣገባብ ዝተማህሩ. ወላ ውን ገለ ውሱናት ሰባት ሓዲሽ ላህጃ ኣብ ምምሃር ዘድልዮም ብቕዓት ከም ድላዮም እንተዘይብሎም, ጽቡቅ ኣገባብን ሓያል ተወፋይነትን ግን ብሓፈሻ ዕዉት ዝኾነ ምልከት ናይ ሓደ ሓድሽ ቋንቋ ከምጽእ ይኽእል.
እቲ ዕዉት ዝበሃል ኣገባብ ካብ ሰብ ናብ ሰብ ዝፈላለ ከምዝኾነ ከይተጠቅሰ ክሕለፍ ዘይብሉ ኣገዳሲ ነጥቢ እዩ. ንሓደ ሰብ ጽቡቅ ዝሰርሓሉ ንኻልእ ሰብ ጽቡቕ ዘይክሰርሓሉ ይኽእል ኢዩ. ሓደ ቋንቋ ዝመሃር ዘሎ ሰብ ነቲ ንዕኡ ዝሰማዖን ዝሰርሓሉን ኣገባብ ክሳብ ዝረክብ ብዝተፈላለዩ ዓይነት መገድታት ክመራመር ኣሎዎ.

ናይዚ ጽሑፍ ዕላማ ንሓደ ሓድሽ ቋንቋ ዝመሃር ሰብ ናብ ዓወት ዘብጽሑ ሓሳባትን ኣገባባትን ምትንባህ ኢዩ.

ጽቡቕ ዕድል!

Avaliações e opiniões

Avaliação: 4.4 de 5 · Less than 100 avaliações

(*) é necessário

Versões anteriores

ሓድሽ ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ምኽርታት 3.5 APK para Windows (#7, 5.7 MB)